ክርስትያናዊ ሃገራውነት ንኢትዮጵያ የፍርሳ ከምዘሎ ተገሊፁ።

ብሄር መሰረት ዝገበረ ፖሎቲካን ሃይማኖትን መምህር ዝኾነ ኣንድሪው ዲኮርት ኣብ ጋዜጣ ፎርየን ፖሊሲ (FP)፣ ክርስትያናዊ ሃገራውነት ንኢትዮጵያ ይብትናሎ ክብል ገሊፁ። ከም ገለፃ ኣንድሪው ኣብ ሃጸያዊ ታሪኽ እታ ሃገር ሱር ዝሰደደ…

ኲናት ትግራይ ንምፍታሕ ዝግበር ምንቅስቓስ ብሄራዊ ረብሓታት ትግራይ ዘኽበረ ክኸውን ኣባላት ብሄራውያን ውድባት ትግራይ ፀዊዖም።

ቃልሲታት ትግራይ ብስትራቴጂካዊ ፖለቲካዊ ኣመተ ስለዘይተመርሐ እናወደቐ ተጋሩ ንተደጋጋሚ ኲናትን ስቓይን ከምዘቃለዐ ብምሕባር ሎሚ እቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝበፅሕ ዘሎ ጀኖሳይድ ብድርድር ንምፍታሕ ዝግበር ፃዕሪ ካብ ታሪኻዊ ዕንክሊል ተጋሩ…