Category: News

Current affairs.

ኲናት ትግራይ ንምፍታሕ ዝግበር ምንቅስቓስ ብሄራዊ ረብሓታት ትግራይ ዘኽበረ ክኸውን ኣባላት ብሄራውያን ውድባት ትግራይ ፀዊዖም።

ቃልሲታት ትግራይ ብስትራቴጂካዊ ፖለቲካዊ ኣመተ ስለዘይተመርሐ እናወደቐ ተጋሩ ንተደጋጋሚ ኲናትን ስቓይን ከምዘቃለዐ ብምሕባር ሎሚ እቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝበፅሕ ዘሎ ጀኖሳይድ ብድርድር ንምፍታሕ ዝግበር ፃዕሪ ካብ ታሪኻዊ ዕንክሊል ተጋሩ…